Wedi Abay Tigray (ዘፍፅ)

@wediabayt.bsky.social

#Tigray demand #Justice. #Justice for #Tigray

ንጅግንነኣብዛ ጉዳይ ግን ግልፂ ክትኸውን ይግባእ። 👉ተጋዳሊት ኣይኮነትን civil እያ ኢልካ።ፅንሕ ኢልካ ድማ Photoshop 'ዩ ኢልካ ።'ሞ እታ original photo ዘይተቅርበልና? 👉ብዘየገድስ ተጋዳሊት ትኹን civil እታ ትሕመያ ዘለኻ ጉዳይ ንምንፃር ምስታ civil ዝበልካያ ሓፍትና ናብ ሚድያ ዘይትቀርብ? ብፍላይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ #ትግራይ ነዚ ጉዳይ u should be serious.u 've to investigate further.

Bild

እነደ ዝንብ ጠልቅ ኣትበል፤ስንጠራህ ብቻ ኣቤት በል። ትላንት መቼም፣የትም፣በምንም ብለህ ጦርነት ደግፈህ .... የተቀደሰ ኣልነጃሺ መስጊድ እንዲፈርስ ድላ ኣቀብለህ... በኣክሱም ንፁሃን ሲጨፈጨፉ ባላየህ ሁነህ... ኣሁን ኣዛኝ በመምሰል ባንተ ኣንደበት ስለ ኣክሱም ሞስሊሞች መብት መናገር ለኛ ለተጋሩ ስላቅ ነው።ሞራልም ይጠይቃል። የ #ትግራይ ችግር ለተጋሩ ተውለት።

Bild

ለባም ለባም ፀወታ ይትረፍ:ብዛዕባ እዚ ቅድስ ቦታ መስጊድ ኣልነጃሺ ብድሮን ክህረም ብሒም ዘይበለ ቤ/ም እስልምና ኢ/ያ ብዛዕባ ሙስሊም ተምህሮ ኣሓትና(ዝተገበረን ነገር መሕፈሪ ኳ ተኾነ) ተሓላቃይ ብምምሳል መብኣሲ ኣጀንዳ ዝህቡና ብምንታይ ሞራል!? ፀገምና ብባዕልና ንፍታሕ።

Bild

ናይ ብፁዕ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ መልእኽቲ ክጠቓለል ከሎ: 👉 ንፀላኢ ክፍተት ብምፍጣር ዕድል ኣይንሃቦም። 👉 ፀገምና ባዕልና ኢህን ምሂን ኢልና ንፍታሕ። 👉 ትማሊ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዒ ክፍፀምና ኸሎ ቡጩቅ ዘይበሉ ሕጂ ሓለይቲ ብምምሳል ንዝህቡና መባኣሲ ኣጀንዳኦም ኣይንቀበል።ብዝኾነ በረከቶም የሕድረልና 🙏💛❤️

Bild

እዘን ምሳኻ ዘለዎ ካብ መረበተን ዝተመዛበላ ኣደ #ትግራይ ፤ናብ መረበተን ክትምልሰን ድማ በተስፋ ዝፅበያኻ ዘለዋኮ ፤ዝተመዛበላሉ ምኽንያት ብዝነበረ ግጭት ዘይኮነስ ብዝተወለዐ ኰናት ስለዝነበረ 'ዩ።

Bild

ድልየት ኣብይ ጊዜ ብምንዋሕ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንኸይፍፀም ምግበር' 'ዪ።ፋራታት መራሕተና ፈተውቲ ወንበር ድማ ዋና ፈፀምቲ ኣጀንዳ ድልየት ኣብይ ኾይኖም ይርከቡ።ሳክታት!!!

Bild

ሓደርኪ #ትግራይ ንትመርሕዎ ሕዝቢ: 1-ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ኬንዳ ደርቢኹም 2-ብኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ አብ ሱዳን በቲንኩም 3-ሓዘን ናይ ወለድና ገና ብቅጥዑ ከይተደበሰ 4-ነዚ ሰላም ዘረጋገፁ ጀጓኑ ተጓደልትና ብጉቡእ ከየሐከምኩም 5-ብኣማኢት ኣሻሓት ብመንነተን ዝተደፈራ የሕዋትና ስነልቦነኣን ከይተሓከማ ኣብ ክንዲ በሓባር ኮይንካ ናይዚ ረግረግ ፀገም መፍትሒ ምድናይ፤ነዚ ኹሉ ረስዒኹም ንምእንተ ወንበር ጥራሕ እትገብርዎ ጉያን ምብላዕን ኣዝዩ ዘገርም'ዩ...

Bild

#Tigray: Exodus of healthcare workers in Tigray worsens, warns Tigray’s health professional association The Tigray health professionals association has raised alarm over a growing exodus of healthcare workers from Tigray, citing unpaid salaries and economic hardships as key factors.

Bild